ትግርኛ (Tigrinja)

Brannvarsling og brannsikkerhet | Tigrinja

መጥፍኢ ባርዕን ድሕነት ባርዕን ኣብዛ ቪድዮ ኣብ ገዛና ባርዕ ሓዊ እንተጋጢሙ ክውሰዱ ዝኽእሉ ስጉምትታት ንርኢ። ብዛዕባ መህደሚ መንገዲ፡ መፍለጢን ኣገልግሎት መጥፋእቲ ሓዊ ኣብ ገዛኹም ንኽበጽሕ ክንደይ ግዜ ክወስድ ከም ዝኽእልን ንዛተ። ኣብ ተፈጥሮ ኣብ ዝወጻእካሉ እዋን እውን ጥንቃቐ ንርኢ። Spørsmål og svar Ofte stilte spørsmål Ettersom flere deltakere tar dette kurset vil spørsmål som...

Read more...

Brannsikkerhet og varmeapparater | Tigrinja

ድሕነት ባርዕን መሞቒን ኣብዛ ቪድዮ ብመሰረት መሞቒታት ድሕነት ባርዕ ሓዊ ንዛረብ። ኖርወይ ዝሑል ሃገር ስለዝኾነት፡ ኣርቲፊሻል መውዓዪ መሳርሒታት ኣብ ሰፊሕ ክፋል ዓመት ይጥቀሙ። ብተወሳኺ፡ ንምብሳል ኣርቲፊሻል ሙቐት ንጥቀም፡ እዚ ድማ እቲ ዝዓበየ ጠንቂ ባርዕ ገዛውቲ ኣብ ኖርወይ እዩ። ኣብዛ ቪድዮ፡ ምስ ኣርቲፊሻል ዋዒ ዝተኣሳሰር ባርዕ ብኸመይ ክንከላኸል ከም እንኽእል ንርኢ። Spørsmål og...

Read more...

Brannforebygging | Tigrinja

ምክልኻል ባርዕ ሓዊ ኣብዛ ቪድዮ ብዛዕባ ምክልኻል ባርዕ ሓዊ ኣብ ገዛውትን መንበሪ ኣባይትን ንዛረብ። ምስ ኣገልግሎት መጥፋእቲ ሓዊ ኣብ ዝገበርናዮ ኣኼባ፡ ብዛዕባ ትኪ መፍለጢ መሳርሒታት ትእዛዝ፡ ከምኡ’ውን እዚኣቶም ኣበይ ክተኽሉ ከም ዘለዎም ንሰምዕ። ማዕረ ማዕሪኡ ድማ እዞም መሳርሒታት ባርዕ እንተ ኣጋጢሙ ንምጥንቃቕ ብኸመይ ክሕግዙና ከምዝኽእሉ ንርኢ ኣለና። Spørsmål og svar Ofte stilte spørsmål Ettersom...

Read more...

Psykisk helse Del 3 | Tigrinja

ጥዕና ኣእምሮ 3ይ ክፋል ኣብ ዝሓለፈ ቪድዮታት፡ ጥዕና ኣእምሮ እንታይ ምዃኑ፡ ከምኡ’ውን ከም ሳዕቤን ናይ ነዊሕ ግዜ ልዕሊ ዓቐን ኣእምሮኣዊ ጽዕነት እንታይ ዓይነት መስርሕ ኣተሓሳስባ ክኽሰት ከም ዝኽእል ተዛሪብና ኔርና። ኣብዛ ቪድዮ፡ ንነብስና ንቃላዕ ከምዘለና ዘይንፈልጦም ምልክታት ጸቕጢ ንምክልኻል ባዕልና ክንገብሮም እንኽእል ንጥፈታት ንዛረብ። Spørsmål og svar Ofte stilte spørsmål Ettersom flere deltakere tar...

Read more...

Psykisk helse Del 2 | Tigrinja

ጥዕና ኣእምሮ 2ይ ክፋል ኣቐዲምና ብዛዕባ እቲ ልሙድ ናይ ጭንቀት መጥቃዕቲ ከመልክት ዝኽእል ነገራት ተዛሪብና ኔርና። ኣብዛ ቪድዮ ብዛዕባ ጭንቀት ምስ ዘጋጥመና ኣብ ኣካላትና ንዝስምዓና ዘይጥዑም ወይ ኣሉታዊ ሓሳባትን ስምዒታትን ክንገጥሞም ከም እንኽእል ንዛረብ፣ በዚ ድማ ንመጥቃዕቲ ጭንቀት ክንከላኸል ወይ ከነጉድል ዝኽእል እዩ። Spørsmål og svar Ofte stilte spørsmål Ettersom flere deltakere tar dette...

Read more...

Migrasjonsprosessen og helse – Del 1 | Tigrinja

መስርሕ ስደትን ጥዕና ኣእምሮን 1ይ ክፋል ኣብዛ ቪድዮ ብዛዕባ መስርሕ ስደት ምስ ጥዕና ኣእምሮና ብምትእስሳር ዝዛረብ ናዚሽ ንራኸብ። ጥዕና ኣእምሮ ንነብስኻን ንኻልኦት ኣብ ከባቢኻን ብኸመይ ከም እትርእያ፡ ከምኡ’ውን ኣብ መዓልታዊ ህይወትካ ንዘጋጥሙ ብድሆታት ብኸመይ ከም እትሕዞም ዝምልከት እዩ። ብዛዕባ ስንባደ ኣብ ጥዕናና ከም ስነ-ኣእምሮኣዊ ጾር ኮይኑ ከም ዝሰርሕ፡ ከምኡ’ውን ንነብስና ንምሕጋዝ...

Read more...