Assisted Return

Ønsker du a reise tilbake til ditt hjemland? Nomkus kan gi deg informasjon om hvilke tilbud og hjelpemidler som er tilgjengelige for deg i din individuelle situasjon.

ናብ ዓድኻ ንምምላስ ዝሕግዝ ሓበሬታን ሓገዝን።

ዝተሓገዘ ምምላስ

ኩሉ ሰብ ኣብ ኖርወይ ጻንሖት ኣይረክብን እዩ። ኩነታትካ ኣይንፈልጥን ኢና፡ ግን ኣብ ኖርወይ ብዘይ ሕጋዊ መንበሪ ክትነብርን ክትሰርሕን ከቢድ ክኸውን ከም ዝኽእል ንፈልጥ ኢና።

ብዛዕባ ዝተሓገዘ ወለንታዊ ምምላስን እንታይ ዓይነት ዕድላት ከምዘለኩምን ዝያዳ ሓበሬታ ምስ እትደልዩ፡ ንዑ ምሳና ተዘራረቡ።

ብ +47 48297890 ደውሉልና ወይ ድማ በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መጠወቒ ኣቢልኩም ናብ ሳንጃር ኢመይል ስደዱ።

ስሙ ዘይተገልጸ ዕላል

ምሳና ምዝርራብ ውሑስ እዩ።

ሰራሕተኛታትና ሓያሎ ቋንቋታት ይዛረቡ እዮም፣ እንተድኣ ኣድልዩኩም ተርጓሚ እውን ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ምስጢር ናይ ምሕላው ግዴታ ኣሎና ምሳና ከም ዝተዛረብኩም ዝፈልጥ ሰብ የለን። ስምካ እኳ ባዕልኻ እንተዘይደሊኻ ክትህበና ኣየድልየካን እዩ።

ምሉእ ስምካ ወይ ካልእ ውልቃዊ ሓበሬታኻ ብኢመይል ካብ ምሃብ ተቖጠብ።

ሕጂ ኣማኸርትና ብቐጥታ ...

EMAIL

Melinda Kvinlaug

EMAIL

Sanjar Botoon

EMAIL

Carol Mekhail

EMAIL

Mohammad Al-Abtah